ትግርኛ
Tigrinya
ሓበሬታ ጥዕና ብትግርኛ
ብኽብረትኩም ሓበሬታ ጥዕና ብትግርኛ በቢ ምድብ ርኸቡ።
1. ኮቪድ-19 (COVID-19)
2. ስርዓት ጥዕና፣ ግልጋሎታት ጥዕናን ረብሓታት ጥዕናን (Health System, Health Services & Health Benefits)
3. Health Information
ኮፍ መበሊ ማኪና (Car Seats)
- ቆልዓኹም ኣብ የማን መንበር ኮፍ ኢሉ’ዶ፧ (Is your child in the right car seat?)
- ቆልዓኹም ኣብ የማን መንበር ኮፍ ኢሉ’ዶ፧ (ቪዲዮ) (Is your child in the right car seat? (Video))
መምርሒ ንዉሕሉል ኣጠቓቕማ መድሓኒታት (Guide to Wise Use of Antibiotics)
ሓላፍነት ዘይምውሳድ፦ እዚ ትሕዝቶ’ዚ ብቑዕ ናይ ዝኾነ ሙያተኛ ሕክምና ማዕዳ መተካእታ ኣይኮነን። እዚ ትሕዝቶ’ዚ ንሓፈሻዊ ሓበሬታ ጥራይ ዝተሓሰበን ብመሰረት “as is” (“ኣብ ዘለዎ”)፣ “where is” (“ኣብ ዘለሉ”) ዝወሃብ’ዩ። ዋላ’ኳ ናይ’ቲ ሓበሬታ ሓቃውነት ንምርግጋጽ ርትዓዊ ጻዕሪታት ተገይሮም እንተነበሩ’ውን፣ Alberta Health Services ናይ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ሓበሬታ ውሱን ዕላማ፣ ግሉጽ፣ ተዘዋዋሪ
ወይከኣ ሕጋዊ፣ ነቲ ልክዕነቱ ድማ፣ ተኣተኣማንነቱ፣ ተግባራውነቱ ወይከኣ ዘለዎ ተሳንዮት ዝኾነ ዓይነት ውክልና ወይከኣ ውሕስና ኣይገብርን። Alberta Health Services ኣጠቓቕማ ናይዚኦም ትሕዝቶታት ብዝምልከት፣ ከምኡ’ውን ካብ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ኣጠቓቕማ ንዝብገሱ ዝኾኑ ጥርዓናት፣ ስጉምቲታት፣ ጠለባት ወይከኣ ክሲታት ሓላፍነት ከምዘይወስድ ይገልጽ። ኣብ መወዳእታ ዝተመሓየሸ ብ2023።