ሓበሬታ ጥዕና ብትግርኛ

ብኽብረትኩም ሓበሬታ ጥዕና ብትግርኛ በቢ ምድብ ርኸቡ።

1. ኮቪድ-19 (COVID-19)

ግልጋሎት ጥዕና ኣልበርታ

2. ስርዓት ጥዕና፣ ግልጋሎታት ጥዕናን ረብሓታት ጥዕናን (Health System, Health Services & Health Benefits)

በቋንቋኹም ሓበሬታ ሰርዓት ስርኣት ተቐበሉ


ሓላፍነት ዘይምውሳድ፦ እዚ ትሕዝቶ’ዚ ብቑዕ ናይ ዝኾነ ሙያተኛ ሕክምና ማዕዳ መተካእታ ኣይኮነን። እዚ ትሕዝቶ’ዚ ንሓፈሻዊ ሓበሬታ
ጥራይ ዝተሓሰበን ብመሰረት “as is” (“ኣብ ዘለዎ”)፣ “where is” (“ኣብ ዘለሉ”) ዝወሃብ’ዩ። ዋላ’ኳ ናይ’ቲ ሓበሬታ ሓቃውነት ንምርግጋጽ
ርትዓዊ ጻዕሪታት ተገይሮም እንተነበሩ’ውን፣ Alberta Health Services ናይ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ሓበሬታ ውሱን ዕላማ፣ ግሉጽ፣ ተዘዋዋሪ
ወይከኣ ሕጋዊ፣ ነቲ ልክዕነቱ ድማ፣ ተኣተኣማንነቱ፣ ተግባራውነቱ ወይከኣ ዘለዎ ተሳንዮት ዝኾነ ዓይነት ውክልና ወይከኣ ውሕስና ኣይገብርን።
Alberta Health Services ኣጠቓቕማ ናይዚኦም ትሕዝቶታት ብዝምልከት፣ ከምኡ’ውን ካብ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ኣጠቓቕማ ንዝብገሱ
ዝኾኑ ጥርዓናት፣ ስጉምቲታት፣ ጠለባት ወይከኣ ክሲታት ሓላፍነት ከምዘይወስድ ይገልጽ። ኣብ መወዳእታ ዝተመሓየሸ ብ2023።